1400 IDPs Out of Humanitarians Aid Reach
Donation protected
ሓገዝ ሂወት ምትራፍ!
ኣብ ትግራይ ንልዕሊ 7 ኣዋርሕ ይካየድ ብዘሎ ዘርኣዊ ውግእ ምኽንያት ሂወት ኣሸሓት ረጊፉ: ተመዛቢሉ: ኣሻሓት ህፃውንቲ ወለዲ ኣልባ ኮይኖም: ኣዴታትናን ኣሓትናን ተደፊረን ኮታስ ድሕንነት ተጋሩ ኣብ ሓደጋ ወዲቑ ይርከብ:: ብፍላይ ድማ ዓለም ለኸ ውሃብቲ ሓገዝ ኣብ ዘይኣትዉዎ ከባቢታት ተሓቢኡ ዘሎ ህዝቢ ኣብ ዝለዓለ ሓደጋ ወዲቑ:: ኣብ ወ/እምባስነይቲ ኣብ ቀረባ ግዜ ብተቐፃፃሊ ኬሚካል ከም ዝተደብደበት ዝተገለፀት ጣብያ ኣዝመራ ልዕሊ 1400 ህዝቢ ካብ ነበለትን ከባቢኡን ሃዲሙ ዝመፀ ኣዕቑባ ኔራ:: እዚ ኣብ ሓደጋ ውሽጢ ይርከብ:: ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዝርከብ ህዝብና እውን ከምኡ:: ስለዚ ተወለድትን ፈተውትን ወ/እምባስነይቲ ንእሽተይ ሂወት ናይ ምትራፍ ሰብኣብዊ ቀረብ መግዝኢ ዝውዕል ህፁፅ ድጋፍ ክትገብሩ ንፅውዕ::
Life saving Aid!
Due to the ongoing genocidal war in # Tigray, lives of hundreds of Thousands is lost, displaced ( internally and externally), children have lost their parents, mothers and girls are raped & in general lives of #Tigrayans is in danger especially in areas which are far from reach to international aid providers.

Co-organizers (5)
Gebrekiros Gebretsadik
Organizer
Clarksville, TN
Yohans Gebreselasse
Co-organizer
Yemane Kidanu Gebreslasse
Co-organizer
Kathy Abraha
Co-organizer
Teklebrhan Wasihun
Co-organizer