Main fundraiser photo

ኣብ ንኡስ ዕድመይ ከይኩለፍ በጃኹም ሓግዙኒ

Donation protected
ኣነ ድያቆን ሚካኤል: ቀሺ ሰለሙን ቀሺ ሃይለ ዝተባሃልኩ ተወላዲ ዓደኮሎም: ወዲ 19 ዓመት እየ:: ኣብ ንኡስ ዕድመይ: ናይ ደም መንሽሮ ኣለካ ስለ ዝተባሃልኩ ብናይ ሓወይ ወጻኢታት ንልዕሊ 1 ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ብኣላይነት ዕድመ ዝደፍአት ወላዲተይ ክሕከም ጸኒሐ:: ብዘይካም መሐከሚ: ናይ ቪዛ ንመዓልቲ 6 ዶላር ናተይን ናይ ወላዲተይን  እንዳ ከፈልኩ ጸኒሐ:: ካብ ሕጂ ንደሓር ንህንዲ ወይ ቱርኪ ከይደ ናይ ኣንጉዕ ምቕያር ክገብር ስለ ዝተነግረኒ: እቲ ልዕሊ 100 ሺሕ $ ዝበጽሕ መሐከሚ ልዕሊ ዓቕመይ ስለ ዝኾነኒ: ኩላትኩም ኤርትራውያ ኣሕዋተይ ንዕድመይ ሪኢኹም ክነብር ክትሕግዙኒ ይሓትት ኣለኹ:: ሕማቕ ኣይርከብኩም: ወነንቲ ምሉእ ጥዕና ይግበርኩም ዞም ኣሕዋተይ!
Better to swish at 0708883471 if you reside in Sweden!
Donate

Donations 

  • Anonymous
    • kr190
    • 2 yrs
  • Isaias berhe Araya
    • kr200
    • 2 yrs
  • Tsega Gebremariam
    • kr380
    • 2 yrs
  • Anonymous
    • kr20
    • 2 yrs
  • Kahasse Araya
    • kr1,000
    • 2 yrs
Donate

Organizer

Tedros Haile
Organizer
Jönköping

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee