Main fundraiser photo

ምምስራት ኣገልጉሎት ቴለቭዥን ግዕዝ!

Donation protected
ኣብ ደገ ዘሎ ቃልስና በቲ ህዝብና ዝደልዮ መልክዕ ናብ ኤርትራን ትግራይን ክኣቱ ኣይጸንሐ፣ እንተጸንሐ ውን ንባህልን መንነትን ሕብረተስብና ዝብክልን ዝብልልን ኮይኑ ጸኒሑ እዩ። ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ኣብ ሓደ መኣዲ ብሓደ ድምጺ ኣብ ሓበራዊ መን ነቱን ታሪኹን ስልጣነኡን ካይዝትን ካይመክርን ድማ ብገዛእቲ ክኽልከል ጸኒሑ እዩ። ሕጂ ግን ሓቢርና መንነትናን ስልጣነናን ታሪኽናን ቋንቋናን ንምዕባይን ጸላእትና ኣብ ፍልልያትናን ዶብናን ካይነብሩ ዕድል ንምኽላእን ሓቢርና ክንስረሕን ክንዓብን ኣገዳሲ ኮይኑ ኣሎ። ስለዚ ድማ ኩላትና ብተሳትፎና ብግዜናን ገንዘብናን ብሓባር ክንዓቢ ንላቦ።

Donations 

  • Anonymous
    • €100
    • 4 yrs

Organizer

geez sat
Organizer
Larvik, 7

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee