
ሓገዝ ንማዓርግ ቀሺ ሃይለ
Donation protected
ኣነ ማዓርግ ቀሺ ሃይለ ስብሃትለኣብ ዝተባሃልኩ ትውልዲ ዓደይ ቶኾንዳዕ ኮይኑ ኣብ ንኡስ ዞባ ዓዲቀይሕ ዓብየ። ኣብዚ ጊዜ እዚ ድማ ብምኽንያት ስደት ኣብ ካምፓላ ሃገረ ኡጋንዳ ይቕመጥ ኣለኹ። ኣብ ከምዚ ኩነታት እንከለኹ ብዘጋጠመኒ ናይ ጥዕና ጸገም ኣብ የማነይቲ ጡበይ ጥረ ስለዝወጸትኒ ኣብ ከቢድ ቃንዛ ይርከብ ኣለኹ። ሕክምና ተመርሚረ ድማ መጥባሕቲ ክትግበር ኣለዋ ተባሂለ። ንናይ ሕክምና ወጻኢታት ክሽፍን ዓቅሚ ስለዘይብለይ ክቡራት ኣሕዋተይን መተዓብይተይን ዓቅምኹም ብዘፍቅዶ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓትት።
Organiser
Hailezghi Fitwi
Organiser
Boston, MA