Collecting fund for a family member at hospital
Donation protected
Help to save Tesfahiwet
Our beloved brother Tesfahiwet Estifanos Sium in a life-threatening situation at Hospital and he needs our support to cover the medical cost.
Tesfahiwet was born with only one kidney which, sadly, has now completely failed following multiple operations and infection.
Doctors in Eritrea advised him to go abroad for treatment. So he went to Sudan to remove kidney stones and he is now in a hospital bed in Addis Ababa, Ethiopia. As a result, his medical cost reached beyond the capacity of his family and needs our help to save his life. So he is asking for financial support.
Please donate any amount that you can afford to save the life of Tesfahiwet.
Therefore, we consulted his immediate family to set up this fundraising initiative.
Please donate as much as you can.
Thank you.
ሰላም ናይ እግዚኣብሄር ንዓኻትኩም/ን ይኹን ክቡራትንን ክቡራንን።
ተስፋሂወት እስቲፋኖስ ስዩም መበቆል ዓዱ ደብረሲና፡ ዝዓበየሉን ህሉው ኣድራሻኡን ድማ ገዛባንዳ - ከተማ ከረን ኮይኑ፡ በዓል ሓዳርን ኣቦ 6 ውሉዳትን እውን እዩ።
ሓውና ተስፋሂወት ናይ ተፈጥሮ ጉዳይ ኮይኑ በዓል ሓንቲ ኩሊት እዩ፡ እዚ ከይኣክል ድማ እታ እንኮ ኩሊቱ 11 ጸጸር ስለዝገበረት ኣብ ዓዲ ደኺሙ ደገ ክትሕከም ኣለካ ስለዝተባህለ ኣብ ሃገረ ሱዳን ክልተ ግዜ 5 ጸጸር ብጨረር ክእለየሉ ክኢሉ ኔሩ።
እንተኾነ ግን እተን 6 ጸጸር ልዕሊ ዓቕሚ ሓካይም ሱዳን ስለዝኾና ኩሊት ክቕይር ዝብል ሓሳብ ከም ኣማራጽን ፍታሕን ሂቦሞ፡ እዚ ግን ልዕሊ ዓቕሙ እዩ።
ከም ውጽኢቱ ድማ ኣብዚ ሕጂ እዋን ነታ 6 ጸጸር ሓዚላ ተሳልዮ ዘላ ኩሊት ንምድሓን ሕጂ እውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ሕክምናዊ ክንክን ይግበረሉ ኣሎ።
እዚ ስለዝኾነ ድማ ሓውና ተስፋሂወት ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ሓደገኛን ኣሰካፍን ኩነታት ጥዕና ይርከብ፡ ነዚ ኹሉ ሕክምናዊ ወጻኢታት ክሽፍን ኣብ ርእሲ ሕማም መንድዓት ስለዝኾኖ "ካብቲ ዝቕበልስ እቲ ዝህብ እዩ ዝባረኽ" እሞ ፡ ኣብ በረኸትኩም በረኸት ኣብ ጸጋኹም ጸጋ የብዝሓልኩም።
ንሕክምናን ዝኸውን ወጻኢታት ሸፊንና ንሂወቱ ክነትርፍ እንተተኻኢሉስ ሓጎስ እዩ እሞ፡ ዓዓቕምና ክንሕግዞን ነዚ ሓበሬታ ኣብ ኩሉ ክበጽሕ ክንገብርን ንምሕጸነኩም።
ንእትገብርዎ ኩሉ ዓይነት ምትሕግጋዝን ሰናይ ተግባርን ኣቐዲምና ነመስግን።
ሰላምን ጥዕናን ኣብ ዙርያኹም ይኹና።
ኣሜን።

Organizer
SEGHEN W. MENASSIE
Organizer