Main fundraiser photo

Eden habte

Donation protected
ሓገዝኩም ኣይፈለየና!

ብመጀመርታ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹ፡ኤርትራውያን ኣሕዋተየይ፡ገበርቲ ሰናይ፡ ኣነ ወይኒ ዑቅባይ ገብሪሂወት ተወላዲት ን/ዞባ ዓረዛ ዝኾንኩ ፡ተቀማጢት ዞባ ጋሽ ባርካ ን/ዞባ ሻንብቆ ቡሽኳ ፡ኣብ ዝሓለፈ ዕለት 19/07/2022 ጓለይ ኤደን ሃብተ ተሸመ ዕድመ ፡17 ዓመት ዝኾነት፡ኣብ ነዊሕ ጉድጋድ ልዕሊ 12 መትሮ ብምጽዳፋ፡ናይ ዓንዲ ሕቆ መስበርቲ ሰልዘጋጠማ ብስንኪ ዘጋጠማ ኣእጋራ ክንቃሳቐስ ብዝይምኻሉ ቀልቀል ሽንቲ ወን ክትቋጸረሉ ኣብዝትኽእል ደረጃ ስለዝበጸሐት፡ካብ ባረንቱ ናብ ዝላዓለ ሕክምና ኣስመራ፡ክትረእ ከምዘለዋ እኳ እንተሓበሩና፡ኣብ ኣስመራ ውን ልዕሊ ዓቕምና ሰለ ዝኾነ ኣብ ዝለዓለ ሕክምና ኣብ ወጻኢ ከይዳ ክትሕከም ኣለዋ ኢሎም ሪፈር ስለዝበሉና፡ኣብ ወጻኢ ከይዳ ንኽትሕከም ልዕሊ ዓቅምና ኮይኑ፡ነዚ ኩሉ ውጻኢታት ዝሽፍን ዓቕምን ክእለትን ስለዘየብለይ፡ኩልኹም ኣሕዋተይን/ኣሓተይን ገበርቲ ሰናይ እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይሃብኩም ዓቕምኹም፡በዚ ኣብታሕቲ ተከፊቱ ዘሎ ጎፉንድሚ ክትሕጉዝኒ ብስም እግዚኣብሄር ይምሕጸን ስለዛንእስነት ጓለይ በጃኹም ርዱኒ፡ኩልኹም ንትገብሩለይ ድጋፍን ሓገዝን፡መንፈሳዊ መራልን ካኣ እግዚኣብሔር ወትሩ በትኩም ይባርኽ።
ሽር እንዳበልኩም ተሓባበሩኒ
ንዝያዳ ሓቤሬታ በዞም ዝስዕቡ ኣድራሻ ተጠቒምኩም ክትረኹቡና ይኻኣል ኢዩ።

Tel.No ሃብተ ተሽመ መኮነን (07566339 )ኢርትራ 07612567 ሳሙኤል ብርሃነ (ኤርትራ)
ዮዲት ሃብተ 07346776 (ኤርትራ)
ሄለን ሃብተ 004925213720345
ዲያቆን ኢሳቕ 004915213425773 (ጀርመን)


00251970119590 ዮርዳኖስ ሃብተ (ኢትዮጲያ)
004917663673614 ሃብቶም ዕቑባይ (ጀርመን)
Donate

Donations 

  • Filimon Mengstab
    • €5
    • 1 yr
  • Filimon Mengstab
    • €10
    • 1 yr
  • Fasil Tesfay Hagos
    • €50
    • 1 yr
  • Bahta sultan ካቡ ኖርወይ ዝተዋጸአ Mendal።
    • €1,262
    • 1 yr
  • Sador Tsegay
    • €5
    • 1 yr
Donate

Organizer

Helen Habte
Organizer
Neidlingen, Baden-Württemberg

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee