
ሂወት ሓፍትና ኤደን ተኽላይ ንምድሓን ኢደይ ኢድካ ንበል
Donation protected
ብመጀመርታ ሰላም፡ ሓፍታና ኤደን ተኽላይ ብናይ መዓንጣ ካንሰር ትሳቀ ብምህላዋን ንወጻኢ ከይዳ ክትሕከም ተፈቂድላ ስለዘሎ ኩላትና የሕዋት ዝከኣለና ክንሕግዛ ብትሕትና ንሓትት። እቲ ሕማም ብዙሕ ጊዜ ዘይህብ ስለዝኾነ ብዘተኻለና ቀልጢፍና ሂወት ኤደን ንምድሓን ኢደይ ኢድካ ንበል።ኤደን ኣደ ሓንቲ ቆልዓ ኮይና ዝኮነ ዓይነት ሓገዝ የብላን።
Organizer
MHRET BEREKET
Organizer
England