Main fundraiser photo

Finanicial help for cancer Treatment

Donation protected

NB: 300.000 kr= 30.000$

እዚ Donate ብ ናይ ሽወደን ባጤራ ኮይኑ

100kr=10$

500kr=50$

ብ 1000kr=100$ ይቕመር።


ሰላም ንኩሉኹም ገበርቲ ሰናይ


ኣነ ሓረጉ ገብረስላሴ ገብረዝጊ ትውልዲ ዓደይ ዓዲ ኺታ ንኡስዞባ ሰገነይቲ ኮይኑ፡ ዝነብረሉ ቦታ ከኣ ኣብ ማይ ጭሆት ኣስመራ ዩ።


ንኣስታት ሓሙሽተ ዓመት ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕን ኣብ ውሽቲ ሃገርን ኣዲስ ኣበባን ሕክምናዊ ክንክን ድሕሪ ምግባረይ፡ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ናይ 2023 ከኣ ሕማመይ ካንሰር ምዃኑ ብሕክምና ተረጋጊጹ።

ሕክምና ኦሮታ ብ ዝጸሓፉለይ ሪፈር ከኣ ንዝለዓለ ሕክምና ክረክብ ናብ ቱርኪ መጺአ ንኣስታት ሸሞንተ ኣዋርሕ ክሳብ 60 ሽሕ ዶላር ዝግመት ገንዘብ ዝወደኤ ጽዑቕ ሕክምናዊ ክንክን ጌረ ተወሳኺ መድሓኒት ውን ተዋሂብኒ ናብ ኤርትራ ተመሊሳ።


ሕጂ ንዳግማይ መርመራ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ናብ ቱርኪ ኣብ ዝተመለስኩሉ ከኣ እቲ ሕማም ዳግማይ ስለዝተመልሰኒ ኣብ ቱርኪ ኣብ ዳግማይ ሕክምና ኣብ ምክትታል ይርከብ ኣለኹ።


ክሳብ ሕጂ ብጋለይን ኣሕዋተይ ክድገፍ ጸኒሐ፡ እቲ ሕክምናዊ ክንክን ገና ቀጻሊ ኢዩ ዘሎ፡ ሕጂ ግን ፋይናንሳዊ ዓቕሚ ስድራቤተይ ስለ ዝተጸንቀቐ ንገበርቲ ሰናይ ሓገዝ ይሓትት ኣለኹ።


ስለዚ ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ መተዓቢተይ፡ ፈለጥተይ፡ ገበርቲ ሰናይ ብሓፈሻ ኩሉኹም ኤርትራውያን ክትሕግዙ ዓቕሚ ዘለኩም በዛ ብ ጋለይ ተኸፊታ ዘላ ጎ ፈንድ ሚ Gofundme ዓቕምኹም ሓገዝ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት።



Haregu Gebreslasie

Turkey 905446844736

ጋለይ ሱዚ ዮናስ

ሽወደን 0046722661494

ተኻሊ ኣንጎሶም

ስዊዝ 0041763250765

Donate

Donations 

  • Maherena Feshaye
    • kr1,000
    • 1 d
  • Michael Araya
    • kr500
    • 6 d
  • Mulue Fsaha
    • kr500
    • 6 d
  • Kidane Habte Tesfu
    • kr250
    • 9 d
  • Berhe Tsehaye
    • kr1,000
    • 9 d
Donate

Organizer

Suzi Yonas Negash
Organizer

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee