Medical help for Gush Habtegabr
Donation protected
ኣነ ዓንደብርሃን ሃብተጋብር ገረኪኪዳን( ጉዑሽ) ኣድራሻይ ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ኤርትራ።
ብሕማም ሽኮር ዘስዐቦ ናይ የእጋር ስንክልና ኣጋትሙኒ ሒጂ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ክሕከም መጼ ታሐንቲ ኢግረይ ተቆሪጻ ታሓንቲ ካአ ደንዚዛ ኣብ ብርከይ ዓጽሚ ተሸርፉ ካብ ቦቱኡ ተማዛቢሉ ናይ ነርቭ ጸገም ገሩ ክሳብ ክሳደይ ሐቢጡ ስለዚ ንመሐከሚ ዝከውን ልሊ ዓቅመይ ስለ ዝኮነኒ ሓገዝኩም ይሓትት ሽኮር ዝጀመረኒ 23 ዓመት ኢግረይ ካብዝቕረጸሉ ዓመት ኮይኑ ታሐንቲ ካብትስንክል ድማ 10ይ ኣመት ኮይኑ።
Organizer
Eyob A
Organizer
Columbus, OH