
Help for Mehari Ande
Donation protected
ብመጀመርታ ኩላትኩም ኣቦታተይ ኣዴተይን ኣሕዋተይ አዝጋብሀር ኣምላክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ሙሉእ ስም መሓሪ ዓንደ ግደ
ስም በዓልቲ ቤተይ ሓዳስ መስፉ
ስም ኣደ ዛይድ ብርሃነ ክፍሉ
ኣነ ወዲኩምን ሓውኩምን መሓሪ ዓንደ ግደ ተቐማጣይ ዓዲ ጋዕዳድ ብዝጋጠመኒ ብዘይ ተፈልጠ ጠንቂ ናይ ዓንዲ ሕቆ ሕማም/ጽገም መጥባሕቲ ንደገ ኪትከይድ ተባሂለ አቲ ንመሕከሚ ገንዘብ ዚተባህልኩዎ ሊዕሊ ዓቅመይ ኮይንኒ ኣብዚ አዋን አዚ ዓንዲ ሕቆይ ፋሕፋሕ አሉ ኣሎ ከቢድ ቓንዛ ኣሎኒ ሰልዚ
ኣሕዋተይ በቢዓቅሙኩን ኪትሕግዙኒ ብስም አዝጋብሄር ይልምነኩም።
Weldu 0031687085477
Mahari 07374983
Organizer

Yared Degen
Organizer
New York, NY