Main fundraiser photo

Please help Gezai for recovery.

Donation protected
ሐውናን መተዓቢትናን ኣቶ ገዛኢ ይሕደጎ ብሰንኪ ሕማም ሽኮር ክልተ ኮላሊቱ ካብ ጥቅሚ ወጻኢ ስለዝኮና ብሓኻይም Dialysis ንኽገብር ተሓቢርዎ ኣሎ ። በዚ ምክንያት ካብ ስራሕ ደው ኢሉ ኣብ ጸገም ይርከብ ። ንነብሱን ኣብ ኣስመራ ንዘለው ደቁን በዓልቲ ቤቱን ንምሕጋዝ ከምቲ ዝጸንሐ ልምድና ኢደይ ኢድካ ብምባል ሓገዝና ኣብ'ዛ Gofundme ብምውካስ ከነወፍየሉ ብትሕትና ንሓትት ። ነቲ ዝግበረሉ ሓገዝ ድማ ካብ ልቢ ነመስግን ።

ቤተሰቡን ኣሕዋትኣዕሩኹቱን መተዓቢቱን
ከተማ ስያትልን ከባቢኣን
Donate

Donations 

  • eyob mashio
    • $100
    • 2 yrs
  • Mulugheta Abraham Habte
    • $100
    • 2 yrs
  • Daniel Mesfun
    • $100
    • 3 yrs
  • Isaac Sebhatu
    • $200
    • 3 yrs
  • Siem Tekie
    • $100
    • 3 yrs
Donate

Organizer and beneficiary

Alemseged Abraham
Organizer
Seattle, WA
Gezai Yihdego
Beneficiary

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee