Foto principal de la recaudación de fondos

Help WELDETNSAE MEZGEBE(FENJI)

Donativo protegido
Hi everyone I’m Fundraising for WELDETNSAE MEZGEBE for medical expenses

ሰላም ዝኸበርኩም የሕዋትን ኣሓትን ኩልና ከም ዝሰማዕናዯ ናይ ሓውና ተጋዳላይ ወልደትንሳኤ መዝገበ (ፈንጂ) እቲ ዘለዎ ጸገማት ዘርዚርካ ዝውዳእ ኣይኮነን እቲ ዓበይቲ ርእዩን ዝሰማዕናዯን ሓንቲ ዓይኑ ህሩም ብኣፍ ዝኣተወት ጥይት ውን ብጎረርኡ ዝወጸት : ግሮርኡ ውን ብሕክምና ዝተሰነዕ ከም ዝኾነን ግዚ ምስ ምንዋሕ የሸግሮ ከም ዘሎ ተዛሪቡ  ብሰንኪ እዚ ኹሉ ዘለዎ ናይ ጥዕና ጸገም ክሰርሕ ኣይእልን እታ ንሊዕሊ ሓምሽተ ዓመት ዓይኑ ዓዊሩ ኸሎ ዓይኒ ትኾኖ ዝነበረት ኣሚኑ ውን ብሞት ስለ ዝተፈለየቶ እቲ ሂወት መሊሱ ኸቢዱ::

ስለዚ የሕዋት ዓዓቕምና ንሓግዞ

Thank you 
Donar

Donativos 

    Donar

    Organizador

    FISEHA HAGOS
    Organizador
    Forney, TX

    Un sitio fácil, eficaz y de confianza donde encontrar ayuda

    • Fácil

      Dona de forma rápida y sencilla

    • Eficaz

      Envía ayuda a la gente y a las causas que te importan

    • De confianza

      Tu donativo está protegido por la Garantía de donativos de GoFundMe