
Help Winta Eyob Debsai
Donation protected
ሰላም ክቡራት ኣሕዋት ኣብ ኩሉ ኩርነዓት ዓለም ዘለኩም ኤርትራውያን የሕዋተይ ኣነ እዮብ ደበሳይ ተበሃልኩ ነባሪ ኣስመራ ጓለይ እዛ ኣብ ሰእሊ ትርእይዋ ዘለኩም ዊንታ እዮብ ደበሳይ ከም ኩሉ ሰብ ሊብያ ከይዳ ፡ዝተባህለቶ ገንዘብ 8000 ዶላር ኽፈሉ ተባሂለ ልዕሊ ዓቅመይ ስለ ዝኮነኒ ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይምሕጸነኩም ፥ እሞ ካ ኣብ ትሕቲ ሊብያውያን ኣብ መክዘን ንኣዋርሒ ትሳቐ ኣላ ፡ ኣሕዋት ብእትገብሩከይ ሓገዝ ኣቀዲመ የመስግን።
መትከል እዮብ ደበሳይ +2917651494
የሕዋተይ ሼር ከማነይ ዓባይ ሓገዝ እያ።
Organizer
Nahom Embaye
Organizer
Jacksonville, FL