Main fundraiser photo

ጻዊዒት ሓገዝ

Donation protected
ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋት

ብመጀመርታ ንእትገብሩለይ ሓገዝ ኣቀዲመ እናመስገንኩ። ዓቢ ናይ ጥዕና ጸገም ኣጋጢሙኒ፣ ንንውሕ ዝበለ እዋን ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽናሕ፣ ክልቲኤን ኮላሊተይ ካብ ስራሕ ወጻኢ ብምዃንን ድያለስስ እናገበርኩ እየ ጸኒሐ እዚ ግን ነባሪ ፍታሕ ብዘይምዃኑ ናብ፣ ናይ ምትካል ኩሊት ክሰጋገር ተመሪጹ፣ እንተኾነ እቲ ዋጋ ኣዝዩ ብዙሕ ብምዃኑ ዘዝዓቕምኹም ክትሕግዙኒ ብክብሪ ይሓትት። ሕብረተ ሰብና ሓደ ካብቲ ዘኹርዕ ባህሉ እቲ ናይ ምትሕግጋዝ መንፈስ እዩ’ሞ ኣብዚ ኣጋጢሙኒ ዘሎ ሕማም ንምድሓን ዝከኣለኩም ክትሕግዙኒ ይትስፎ።

እቲ ከቢድ ዝገብሮ ንኮላሊተይ ዘጥቕዐ ሕማም ካልእ ልፖስ ዝበሃል ኮይኑ፣ ኣካላትካ ነንባዕሉ ክበኣስ ከሎ ከም ማለት እዩ። በዚ ከኣ ነዊሕ ኣብ ሕክምና ጸኒሐ። ይኹን እምበር ክሕከም ዝኽእል ብዘይምዃኑ ናብ መጥባሕቲ ክሰጋገር ተድልዩ። እንተኾነ እዚ ናይዚ ከምዚ ዓይነት ሕማም ቀሊል ስለ ዘይኮነ ሓገዝኩም ይሓትት።

ሕማም መሪጽካ ተምጽኦ ኣይኮነን ብፍላይ ከኣ ከምዚ ዝኣመሰለ ውሽጣዊ ሕማም፣ ኣብ ንኡስ ዕድመይ ምስ ምዃኑ ከኣ ዝያዳ ከቢድ ይገብሮ። እምበኣር ነዚ ተረዲእኹም በቲ እትኽእልዎ ክትድግፉኒ ብኣኽብሮት ይጽውዕ። ደጊመ ንእትግበሩለይ ደገፍ ኣቀዲመ የመስግን።

PayPal

 GoFundMe Giving Guarantee

This fundraiser mentions donating through another platform, but please know that only donations made on GoFundMe are protected by the GoFundMe Giving Guarantee.

Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    LIDIA gebrehiwot
    Organizer
    Noranda, WA

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee