![Main fundraiser photo](https://images.gofundme.com/FQ-tXUoVIH4mg7LehpYRZ4Paed0=/720x405/https://d2g8igdw686xgo.cloudfront.net/72495897_1682350747868832_r.jpeg)
Kidus Micheal Eritrean Orthodox Church
Donation protected
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን።
ብመጀመርታ ብክርስቶስ ክርስትያን ብወልድ ውሉዳን ብመንፈስ ቅዱስ መንፈሳውያን ዝተሰመኹም ህዝበ ክርስትያን መንፈሳዊ ሰላምታና ነቕርበልኩም። ብምቕል፦
ጻዊዒት ሓገዝ ንቅዱስ ሚካኤል ቤተክርስትያን ኤርትራ: ንሕና ተቐማጦ ግራንድ ራፒድስ ምችጋን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ብሰንኪ ህልው ኩነታት ሲኖዶስ ኤርትራ ንዝተወሰነ ዓመታት ከርተት ክንብል ድሕሪ ምጽናሕ ግዝያዊ ፍታሕ ንምድላይ፡ ኩላትና ምእመናን ተኣኪብና ብዝመኸርናዮ መሰረት እቲ ሃረር እንብሎ ዝነበርና፡ ብሕግን ስርዓትን ናይ ቤተ ክርስትያን ተማእኺሉ ዝኸይድ ንኹልና ክጥርንፍን ክሓቁፍን ዝኽእል ቤተ ክርስትያን ናይ ምግዛእ መደብ ብሓይሊ እግዚኣብሄር ረኺብና ኣለና። እንተኾነ፣ አብ ዝሓጸረ ግዜ ክንኣትዎን ኣገልግሎት ክንጅምርን ስለዝደለና: ንቤት መቕደስን ደገ ሰላምን ንመተዓራረዪ ዝኸውን ገንዘብ ምትእኽኻል ስለዝኣበየና ኩልኹም ኣሕዋትን ኣሓትን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን በብዓቕምኹም ዘፍቀዶ ክትሕግዙና ብትሕትና ንሓትት።
ስብሃት ለእግዚኣብሄር ልኡል
ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ
ክቡር ኣሜን።
In the name of the Father, the Son and the Holy Spirit, Amen.
We are asking you to support Kidus Micheal Eritrean Orthodox Church in Grand Rapids, MI. We have been struggling for some years to find a place to worship due to the current situation with the Synod of Eritrea. Through the grace of God, we were able to secure a location for our church and would love to start services as soon as possible. We are asking for any support with funding for building our temple.
Glory be to the Lord
Organizer
Luwam Abraham
Organizer
Grand Rapids, MI