
Help our sister ዲቮራ ፍጹም
Donation protected
ሓገዝ
ሰላም ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያን የሕዋተይ።
- ስመይ ፍጹም ብርሃነ ሃብተማርያም ይበሃል
- መቦቆል ዓደይ ዓዲ-ብዛገ ን/ዞባ ድባርዋ ኢዩ፡፡ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኢየ ፡፡
ህልዉ ኣድራሻይ ዓዲ 'ቀ' ምም/ ከባቢ መርሓኖ፡ ን/ ዞባ ጋላ ነፍሒ ዞባ ማእከል ኢዩ።
ጓል 9 ዓመት ጓለይ ዲቮራ ፍጹም ካብ ብሽክሌታ ወዲቓ ከቢድ ማህረምቲ ዓንዲ ሕቖ ኣጋጢምዋ። ካብ ትምህርቲ ኣቋሪጻ ዓራት ሒዛ ኣላ። ብሜዲካል ቦርድ ኣብ ደገ ኪትሕከም ፈቒዶምላ። ከሐክማ ዓቕሚ የብለይን፡፡
ህጹጽ ሕክምናዊ ረዲኤት ክትገብርን ሓውያ ትምህርታ ኪትቅጽል፡ ከም መዛኑኣ ኪትጎዪን ክትጻወትን ኩሉኹም ጉዱሳት የሕዋተይ ሓገዝ ኪትገብሩላ ብኣኽብሮት ይሓተኩም ።
Fitsum is my uncle, and I will be responsible for transferring the funds. In our fundraiser story, we’ll clarify our connection to Fitsum and his daughter, as well as my role in handling the transfer outside of GoFundMe.
ኣብ ኣስመራ
Fitsum Brhane 07417792
ዊንታ ሰመረ 07520499
From USA
Zemenfes Hadish 001480-572-9227
Organizer
Zemenfes Hadish
Organizer
Phoenix, AZ