Let's help ን ብሕማም (brain tumor) ዝሳቀ ዘሎ ተወልደ ፍሊፖስ
Donation protected
ሓገዝ ንሓውና ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝኮነ መንእሰይ ተወልደ ፍሊፖስ (ወዲ ፍሊፖ)
ተወላዲ ዓዲ-ሰግዶ።
''ኣነ ተወልደ ፍሊፖስ ተወላዲ ዓዲ ሰግዶ ኮይነ - ዕድመይ 41 ኮይኑ ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት እየ። ኣብዚ ሕጂ እዋን በዚ መጺዩ ዘይብሎ ኣዝዩ ከቢድ ሕማም (brain tumor - ናይ ሓንጎል ጥረ) ይሳቀ ኣለኹ። እዚ ሕማም ኣብ ሀገርና ክሕከም ስለ ዘይክእል ናብ ወጻኢ ሃገር ከይደ ሕክምና ክገብር ሓቢሮሙኒ። ናብ ወጻኢ ሃገር ኬድካ ዝግበር ሕክምና ልዕሊ ዓቅመይ ስለ ዝኾነ ማለት ክሳብ $50,000 usd ኣቢሉ ዝበጽሕ ስለ ዝኾነ፡ ኩነታት ጥዕናይ ከኣ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እንዳገደደ ይኸይድ ስለ ዘሎ: ኣሕዋተይ ዓዓቅምኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይልምነኩም።"
ቴሌ ፥
ነብያት ደበሳይ (ወላዲት/ኣደ ተወልደ ፍሊፖስ) +2917188837 (ኣስመራ)
Organizer
Ruba Eri
Organizer
Santa Clara, CA