Main fundraiser photo

My Cousin Tesfay Mesgina suffering from Cancer

Donation protected
My Cousin Tesfay Mesgina suffering from Cancer
ሓንቲ ለሚን ንሓደ ሰብ ትዕርዕሮ'ያ ንብዙሓት ግን ፈውሲ እያ ። ከቢድ ሽግር ድማ ንሓደ ሰብ ልዕሊ ዓቕሙ ይኸውን፡
ንብዙሓት ግን ዝቐለለ ጾር እዩ ።

እዚ ኣብ ላዕሊ ንርእዮ ዘለና ሓውና ተጋዳላይ ተስፋይ ምስግና ኣዘነ (ወዲ ሓርቢ ) ዝተባህለ ኤርትራዊ ዜጋ ፡ ኣብ ሱር መልሓሱ ከባቢ ሳጹን ድምጺ (larynx) ሓደገኛ ካንሰር ማለት (malignant ) ስለ ዝሓመመ ፡ ንዝሓሸ ፍወሳ መንግስቲ ብዝገበረሉ ወጻኢታት ናብ ሱዳን ፡ካርቱም ኣብ ትሕቲ ሕክምና ድሕሪ ምጽንሑ ምስዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ህሉው ኩነታት ሕክምንኡ ኣቋሪጹ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምምጻእ ፡ ኣሞ ድማ ሕማሙ ገና ግቡእ ሕክምንኡ ስለዘይዛዘመ ፡ ብወጻኢታቱ ናብ ካልእ ሃገር ከይዱ ሕክምንኡ ክቕጽል ሕክምናዊ ሓበሬታን መዲካል ቦርድ ፍቓድ ስለተዋህቦን ንህዝቡ ኣሚኑ ክብገስ ወሲኑ እሎ ።

እቲ ንሕክምንኡ ዝተሓተተ ገንዘብ ልዕሊ 70'000 usd ስለዝዀነ ካብ ዓቕሙ ንላዕሊ ስለዝኮኖን እምንትኡ ኣብ ኩላትና ኣንቢርዎ ኣሎ ። ኩሉኹም ግዱሳትን ርህሩሃትን ኣሕዋት ኢደይ ኢድካ ኢልና ነድሕኖ ። ናትና ንእሽተይ ኣበርክቶ ተደሚራ ሂወት ስለእተድሕን።

ኣኽሊሉ ተስፋጽዮን
Donate

Donations 

  • Anonymous
    • $15
    • 1 yr
  • Anonymous
    • $30
    • 1 yr
  • Lia Tecle
    • $200
    • 1 yr
  • Anonymous
    • $20
    • 1 yr
  • Hagos Degen
    • $100
    • 1 yr
Donate

Organizer

MESFIN Ghebreyesus
Organizer
Lakeville, MN

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee