Main fundraiser photo

ናይ ሕክምና ወጻኢታት ካብ ዓቕመይ ንላዕሊ ኮይኑኒ በጃኹም ሓግዙኒ

Donation protected
# #ሓውና #ዓዓቕምና #ንሓግዞ

#ሸር ድማ #ኣይንረስዕ።

ሰላም ዝኸበርኩም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ ኤርትራውያን ኣሕዋትን/ኣሓትን ፈተውትን ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን ክህልወኩም እንዳ ተመነኹ፡፡ኣነ ቢንያም ዑቑበ ተስፋስላሰ ዝተባሃልኩ በዓል ሓዳርን ኣቦ 6 ቆልዑን ተወሊደ ዝዓበኹሉ ዓዲ -  ዓዲ ንፋስ ዞባ ማእከል ኮይኑ ኣባል 5ይ ዙርያ ፖሊስ ኮይነ ሃገረይ እናኣገልገልኩ ብዘይተጸበኽዎ ሕማም  2 ኮላሊተይ ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይኑ።  ብሕክምና ኣብ ሱዳን (ካርቱም) ብናታትኩም ሓገዝ ክሕከም ጸኒሐን ኣለኹን፡፡ እንተኾነ ምስ ህልው ኩነታት ናይ ሱዳን መሕጸቢ ተጸጊመ  ልዕሊ ዓቅመይ ስለዝኾነኒ ማለት ኣብ ሰሙን 2 ግዜ እንዳተመላለስኩ ንኽሕጸብ  (Dialysis) ፥ ወጻኢታት ክኽእሎ ሰለዘይከኣልኩ መሕጻብ ደው ክነብሎ ኢና  ይብሉኒ ኣለዉ። ሂወተይ ድማ ኣብ ሓደጋ ሞት ትርከብ። ስለዚ ክቡራት ፈተውትን ኣሕዋትን ዓዓቅምኹም ክትሕግዙኒ ሂወተይ ከተድሕንዋ ብትሕትና እልምነኩም፡፡

ንእትገብሩለይ ሓገዝ ኣቀዲመ የመስግን
የቐኔለይ
!
Donate

Donations 

    Donate

    Organizer

    Adu Teclehaimanot
    Organizer
    Everett, WA

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee