Main fundraiser photo

ህጹጽ ሓገዝ ንሬሳ ሓውና ሃብቶም ኣስመሮም

Donation protected
ሰላም ናይ እግዝኣብሄር ምስ ኩልኹም ይኹን !! ዝኸበርኩም፡ኣሕዋትናን ኣሓትናን ከምኡ ውን ወለዲ ፡ ብዘጋጠመና ድንገታዊ መሪር ሓዘን ሓውና ሃብቶም ኣስመሮም ንእትገብሩልና ደበስን ምጽንናዕን እንዳመስገንና ,, ሬሳ ሓውና ሃብቶም ናብ ዓዲ ከይዱ ንቡር ሓመድ ኣዳም ንኽለብስ ፡ ከምቲ ኣብ ግዜ ጸገሙን ሓዘኑን ዝጸዓርክሞ ኩሉ !! ሕጂ ውን ኢደይ ኢድካ ኢልኩም ክትሕግዙና ብትሕትና ንሓትት !! ንሓውና ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበሎ !! ንስድራቤትን ፈተውትን ብሓፈሻ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል ፡ ኣሕዋቱ ጎይትኦም ኣስመሮም ፡ ጸጋይ ኣስመሮምን።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ተሌፎን
ጎይትኦም ኣስመሮም 00 41 79 291 17 30
ጸጋይ ኣስመሮም 004796961436

Organizer

Tesfit Solomon
Organizer
Geneva, GE

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee