
Service recognition night
Donation protected
ብጻይ የማነ ገብርአብ ንልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ወኪል ቆንስላዊ ጉዳያት ኤርትራ ኾይኑ ንሳንሆዘን ከባቢኣን ደኺመ ከይበለ የገልግል አሎ። ንሕና ድማ ናይዚ ነዊሕ ዓመታት ንህዝቡን ሃገሩን ዘገልገሎ ክብረት ይሃበልና የቐንየልና ናይ ምባል ናይ ድራርን ብልጫ ምዕዳልን ምሸት ኣዳሊና ስለዘለና አብዚ ንኽትካፈሉ ብኽብሪ ንኹልኹም እንዳዓደምና ነዚ ምሸት ዕዉት መታን ክኸውን ድማ ኩልና ኢደይ ኢድካ ኢልና ሐገዝና ከንወፊ ብትሕትና ንሐትት።
ዕለት፤ ቀዳም May 7
ሰዓት፤ 5 - 8 PM
ቦታ፤ Eritrean community center San Jose
Organizer and beneficiary
Ghezae Hagos
Organizer
Manteca, CA
Sennait Ghebreab
Beneficiary