
Support a Lifetime of Service: Luel Goytiom
Donation protected
ነቲ ቃሉ ከይዓጸፈ ን34 ዓመት ንሓደ ወርሒ ምሉእ እግሪ ጉዕዞ ብምግባር ንፈንቅል ኮነ 20 ሰነ ዘኽብር ጅግና ሓውና ልኡል ጎይትኦም ክትሕግዙ ትደልዩ የሕዋት ኣብዛ ሊንክ ኣቲኹም ዓዓቕምኹም ክትሕግዙ ብትሕትና ንሓትት:: ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዛ ናይ ዩቱብ ቻነል ቴሎፎኑ ክንገድፈልኩም ኢና::
ንትገብርዎ ደገፍ ኣቐዲምና ነመስግን::
Organizer
Daniel Fsehaye
Organizer
Glendale, AZ