
Support Child Murael Fanuel
Donation protected
ሰላም ወሰናይ ፍቁራት ኣሕዋት ብትገብሩልና ምትሕብባር ኣቀዲምና እናኣመስገና፣ ህጻን ሙራኤል ፋኑአል ብዝወረዳ ከቢድ ሕማም ሪእሳ ማይ መሊኡ ካብ መጠን ንላእሊ ስለዝገጀፈ፣ ሚስኡ ድማ ብርቱዕ ቃንዛ ስለዘለዋን ኣብ ወጻኢ ሃገር( ጀርመን) ከይዳ ክትሕከም ስለዝተበህለት ፣ እዚ ድማ ካብ ዓቅሞም ኒላዕሊ ስለዝኮነ ፣ እዛ ህጻን ኢዚኣ ሃገዝ ናይ ኩሉ ሰብ ሓገዝ ኣብ ምጽባይ ትርከብ። ዘውጻኩሞ ኣምላክ ይተኪኣልኩም።
Organizer
Tedros Tsegay
Organizer
Niederkassel, Nordrhein-Westfalen