Main fundraiser photo

Funeral and Medical Support for Yemane's Family

Donation protected
ሰላም ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ሕማቕ ረኺብና ሕማቕ ኣይትርከቡ!

እዚ ትርእይዎ ዘለኹም ምስ ጓሉ፡ ሓዉና የማነ ቀሺ ሓደራ ወልደሚካኤል፡ ኣብ ስዊዘርላንድ (ኣውሮፓ)፡ ብዕለት 01-07-2024 ኣብ ሓደ ህንጻ(ፖላሶ) ባርዕ ሓዊ ምስ ኣጋጠመ፡ ሓዉና የማነ ቀሺ ሓደራ ወልደሚካኤል፡ ምስ ጓሉ፡ለተንኪኤል የማነ ቀሺ ሓደራ ወልደሚካኤል ብሂወት ክሓልፉ እንከለዉ፡ እታ ዝተረፈት ስድራ ብምልእታ ዉን አብ ጽኑዕ ሕክምናዊ ክትትል ትርከብ ኣላ።
እሞ ኣሕዋትን ኣሓትን፡ ኩሉኹም ቤተሰብ፡ ኩሉኹም ሓበሻ፡ ነዚ ረይሳ ናይ ሓዉና የማነን፡ ናይ ጓሉን ረሳታት፡ ከምቲ ባህልናን ልምድናን፡ እቲ ረይሳታት ናብቲ ዕትብቶም ዝተቐብረሉ ዓዲ፡ ገዛ ኸረን፡ ንኡስ ዞባ ዓዲ ኳላ ንመልኣኽን (ንመስደድን) ዝኸዉን ገንዘብ፡ ከምኡ ድማ እቶም ብሂወት ተሪፎም፡ ኣብ ሕክምና ዝርከቡ ዘለዉ ስድራ ንሕክምኖኦምን፡ መጻናንዒ ደበስ ነታ ዝተረፈት ስድራ፡ በዚ ተዳልዩ ዘሎ ጎፋንድሚ ዓቕምኹም ዘፍቅዶ ሓገዝ ገንዘብ ክትገብሩልና፡ ብትሕትና ንላቦን ጻዋዒት ናይ ሓገዝ ናባኹም ነብሎ ኣሎና።
ንእትገብሩልና ኩሉ ዓይነት ደገፍን፡ ሓገዝን ድማ ካብ ልቢ ነመስግን።
መላእ ስድራ ቤት

ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ተወከሱ፥
1:ኣመሪካ (ስያትል) ፥ኣስመሮም ጸጋይ፥ 2064828148
2: ጀርመን፡ ከሰተ ዕቅባገብርኤል
+49 [phone redacted]318
3: ሆላድ፡ ወልዳይ ክፍለ
+31 6 84341223
4, በልጁም፡ ቀሺ ማሓሪ ክፍለ
+32 465 61 73 86
5, ፈረሳ፡ ተስፋምካኤል ዕቅባምካኤል፡
+33 6 44 00 66 33
6, ዓዲ እንግሊዝ፡ ፍስሃጽዮን ወልኣልፋ
+44 7414 906953
7, እስራኤል፡ ወልደሚካኤል ተወልደ +972 549242147 ወይ ዛይድ ተስፋኡ +972545856280
8, ካናዳ፡ ኣርኣያ ዑቅባሚካኤል
00972546752738
9, ሽወደን፡ ፍሻለ ክፍለ
+46 72 872 37 85
10,ነርወይ፡ ሳሚ ብርሃነ
+47 467 26 760

Hi loved ones,

It is with deep sadness that we share the news of the tragic passing of our brother, Yemane Keshi Hadera Weldemichael, with his daughter Letenkeal Yemane Keshi Hadera, due to a fire accident on July 1st, 2024 in Switzerland passed away their life.
Additionally, Yemane's wife Freweyni Gilyom and their three children are currently in critical condition and hospitalized in Switzerland.

We are coming together to organize this fundraiser to support the family with their funeral and medical expenses during this incredibly difficult time.

Organizer

Asmarom Woldemichael
Organizer
Seattle, WA

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee