Support Makele Tesfamariam's Final Journey
Donation protected
Dear Brothers and Sisters,
We are saddened to announce the passing of our beloved brother, Makele Tesfamariam, from WEKI, KERNEHSIM, who departed this life in Baton Rouge, Louisiana. May God welcome him into his eternal kingdom and bring comfort to his grieving family. We are asking for donations in efforts to send our brother back home to give him a proper burial and be surrounded by loved ones. All contributions are greatly appreciated! Please feel free to share the link.
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን
ሓውና ማእከለ ተስፋማርያም ገ/ማርያም ትውልዲ ዓዱ ወኪ ካርነሽም አብ
Baton Rouge, Louisiana ዓሪፉ አሎ፡፡
ሓውናን አያናን ማእከለ አብ አሜሪካ ካብ ሃገረ ሱዳን ተሰዲዱ ነነዊሕ ዓመታት ክቕመጥ ድሕሪ ምጽን
ሑ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ፡፡ ኩሉኹም የሕዋትን ኣሓትን ንማእከለ ስነ ስርዓት ቀብሪ ዝኸውን ሓገዝ
ክትገብሩ ብስም ስድራቤት እናማሕጸና ንተገብርዎ ሓገዝ ሕሰም አይትርከቡ አምላኽ አብ ዓንዱ ወርቁ
ይጽሓፈልኩም ንብል፡፡ አምላኽ አብ ገነቱ ይቀበሎ፡፡ ንስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃበልና፡፡ ንዝያዳ ሓበሬታ
“ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ፡ እቲ ጕያ ወዲኤ፡ ነታ እምነት ሐልየ። ደጊምሲ ጐይታይ፡ ንሱ እቲ ጻድቕ ፈራዲ፡
በታ መዓልቲ እቲኣ ዚህበኒ ኣኽሊል ጽድቂ ተነቢሩለይ አሎ። 2ይ ጢሞቴዎስ 4፥7. 27”
ሕሰም አይትርከቡ፡፡ ኣምላኽ ይባርኽኩም::
የቐንየልና::
Organizer
Ghibat Mengistu
Organizer
San Diego, CA