Main fundraiser photo

Supporting Dejen Tesfagabr Mesfn's family

Donation protected
ሓዉና ደጀን ተስፋጋብር መስፍን ኣብ 1986 ካብ ወላዲኡ ኣቶ ተስፋጋብር መስፍን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ፍረወይኒ ኣብራሃም ኣብ ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ ሰረጅቓ ዓዲ ወኪ ተወሊዱ። ናይ መባእታ ትምህርቱ ኣብ ወኪ ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ ሰረጅቓ ወዲኡ። ከም ኩሉ ዜጋ ናብ ሃገራዊ ኣገልጉለት ሳዋ ኣብ መበል 20 ዙርያ ናብ ሳዋ ወሪዱ። ናይ ሳዋ ትምህርቱ ድሕሪ ምዝዛሙ ናብ ናይ ሃማሙስ ነጥቢ ዝእቱ ብምርካቡ ኣብ ኪፍሊ ቴክኒክ ናይ መካኒክነት ሞያ ወሲዱ ኣብ መንግስቲ ትካል ክሰርህ ጀሚሩ። ሓዉና ደጀን ብዕለት 02 ለካቲት 2008 ምስ ወይዘሮ ሰምሃር ክፍለ ቃል ኪዳን ኣሲሩ። ደጀን ቅድሚ ናብ ስደት ምኻዱ ኣብ ኤርትራ ሓደ ቆልዓ ወሊዱ ኣብ 2011 ናብስደት ሃገረ እስራኤል ኣትዩ ብዓልቲ በይቱ ሰምሃር ክፍለ ዉን ስዒባቶ ካብ ፍረ ብርኮም ዝዎጹ 5 ቆልዑ ኣለዎ።

ሓዉና ደጀን ተስፋጋብር ዕለታዊ ናብርኡ አንዳ መርሐ ብዕለት 30/ 09/ 2023 በዚ ኣብ ሞንጎ ኤርትራዉያን ደለይቲ ፊትሒ ኢልካ ክትገልጾም ዘሸግር ተፈጢሩ ዘሎ ሽግር ብዘይ ሓለፍነታዉያን ዉልቀ ሰባት ኣረሜናዉያን ጭፍጨፋን ኣሰቃቂ ግፍዒ ብዝወርዶ ሂወቱ ክስእን ኪእሉ።

ሓዉና ደጀን ተስፋጋብር ኣቦይ ኢሎም ዝጽዉዕዎ ዝነበሩ ዉሉዳቱ ብዘይ ኣቦ ተሪፎም ስለ ዘለዉ ኩሉ ኤርትራዊ ነዛ ጻዋሪ ዘይብላ ስድራቤት ኩሉ ኤርትራዊ በዚ ሓደጋ ዝተሰምዖ ዓዓቅሙ ሓገዝ ንከበርክት ብትሕትና ንሓትት።

ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንስድራቤት ካኣ ጽንዓት ይሃቦም።

Donations 

  • Isga Hagos
    • $250
    • 9 mos
  • Anonymous
    • $50
    • 10 mos
  • Anonymous
    • $20
    • 10 mos
  • Anonymous
    • $20
    • 10 mos
  • Damon Nguse
    • $100
    • 11 mos

Organizer

Amlosom Yemane
Organizer
Kitchener, ON

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee