
ወፍሪ ምድሓን መንበረ-ሰላማ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ
Donation protected
ታሪኻዊን ዓለምለኻዊን ናይ ገንዘብ ወፈያ ንመንበረ-ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ኦ/ተ/ቤ/ያን ትግራይ
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ አምላክ።
ክቡራት መራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህድፕ ቤ/ያን ትግራይ
ክቡራት ኣበው መንኮሳት ፣ ሊቃውንት፡ መምህራን፣ካህናት ወድያቆናት፣ የሰበካ ጉባኤ ኣባላት
ክቡራትን ክቡራንን ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ያን ትግራይ
ክቡራትን ክቡራንን ዝተፈላለዩ ማሕበራት ትግራይ መራሕትን ኣባላትን
ክቡራትን ክቡራንን ደገፍቲ መንበረ-ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ኦ/ተ/ቤ/ያን ትግራይ
ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ኩልና ይኹን እናበልና ብጸሎትን ብገንዘብ ወፈያን ኣብ መንበረ-ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ኦ/ተ/ቤ/ያን ትግራይ ጎኒ ምዃና እነረጋግፀሉ ታሪኻዊ ዕዋን ሐዚ እዩ፡፡
ኦ መነበረ-ሰላማ ከሣቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ያን ትግራይ እንተ ረሲዐክስ የማነይ ትርስዓኒ ብዝብል መንፈሳዊ ዕላማ ኣቦታትና ብፁዓን ሊቃነ ጳጳሳትን ሊቃውንትን ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ብዝኸኣልናዮ ኹሉ ንሓግዝ።
“ ካብቲ ዝቅበል እቲ ዝህብ ዝበለፀ ዝተባረኸ እዩ” ግብሪ ሃዋርያት ፳፡-፴፭።
Organizer
ዓለምለኸ ማሕበር ካህናት ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን
Organizer
Alexandria, VA