Urgent help for Mihret Kiflay
Donation protected
ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን፡ እዛ ንርእያ ዘለና ሓፍትና ምሕረት ክፍላይ ጓል 33 ዓመት ኮይና ኣብ ኣንጎላ ልዋንዳ ተቐማጢት እያ። ምሕረት ካብ ሕጻንነታ ብሰንኪ ዘጋጠማ ሕማም ሽኮርን ሕማም ኩሊትን ምእላይ ሓንቲ ኩሊት ኣጋጢምዋ። ምሕረት ሓዳር ጌራ እንተኾነ ግን ኣብ ከብዳ ክልተ ግዜ መጉዳእቲ ናጽላ ኣጋጢምዋ፡ ምሕረት ሳልሳይ ግዜ ነፍሰጾር ኮይና እንተቐየረላ ኢላ ካብ ኣንጎላ ናብ ኤርትራ ከይዳ፡ ኣብ ኤርትራ ሕክምና ናይ ወሊድ ኣብ ዝገበረትሉ ግን እታ ሓንቲ ኩሊታ እውን ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይና ጸኒሓ ኣብ ኤርትራ እውን ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ ስልዝኾኖም ናብ ቱርኪ ከይዳ ክትሕከም ፍቓድ ተዋሂብዋ። ምሕረት ኣብዚ ሰዓት እዚ ናይ 7 ወርሒ ናጽላ ኣብ ከብዳ ጸይራ እታ ሓንቲ ዝተረፈት ኩሊታ ኣብ ዲያልሲስ (ምሕጻብ ኩሊት) ትርከብ ኣላ እንተኾነ ግን እቲ ወጻኢታት ካብ ዓቕማን ካብ ዓቕሚ በዓል ቤታን ንላዕሊ ስለዝኾና ኣብ ናይ ሞትን ሂወትን ኩነታት ትርከብ ኣላ። ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ንእሽቶ ሓገዝ ተኣኪባ ሂወት ተድሕን እያ እሞ ዓዓቕምኹም ኢድኩም ክትዝርግሑላ ንልምን።
Mihret
Kiflay age of 33 since her childhood due to diabetes and other diseases has failed one Kidney, and started to live with one Kidney. Later on her life Mihret got married but unfortunately she confronted twice spontaneous abortion, now she is also 7 months pregnant but she diagnosed with Kidney failure, she has got a a medical refer to Turkey for the purpose of Medical treatment called Dialysis. In Turkey all the expenses can not be affordable by Mihret or by her family members. To safe this pregnant young woman with such big health problems please let us support her, even the smallest amount can save her life.
Thanks for the support in advance.
Organizer
Tekle Tewelde
Organizer
Hedingen, ZH