Yebio Tewolde 'growth' - Gone too soon
Donation protected
ኣቶ የዕብዮ ተወልደ ሃብቶም (መብዛሕትና ብ'ግሮውዝ' ንፈልጦ) ብሰሉስ 06 ሚያዝያ 2021 ብሃንደበት ዓሪፉ። የዕብዮ ምስታ ኣብዚ እዋን እዚ ነፍሰ-ጾር ዝዀነት ሰበይቱ፣ ክልተ ንኣሽቱ ደቂ- ሓደ ወድን ሓንቲ ጓልን- ገዲፉ እዩ ብሞት ተፈልዩ።
ነቶም ንየዕብዮ እንፈልጦ ዝነበርና መማህርቱን የዕሩኽቱን እቲ ሕያዋይን ልስሉስን ባህሪኡን ካብ ዝዀነ ይኹን ንላዕሊ ዓው ኢሉ እዩ ዚዛረብ።
የዕብዮ ኣብ ኣኽርያ ኢዩ ዓብዩ። ኣብ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ልኡል መኮነን (ኣስመራ ሓፈሻዊ) ከምኡውን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራ ፕላንት ሳይንስ (’92 ባች) ምሩቕ እዩ ኔሩ ። የዕብዮ ድሕሪ ምረቓን ክሳዕ ዕለት ሞቱን፣ ኣብ ሚኒስትሪ ሕርሻ፣ ጨንፈር ዞባ ደቡብ፣ መንደፈራ ከም ክኢላ ሕርሻን ብካልእ መዝነትን ክሳብ ሓላፊ ክፍሊ ኣሕምልቲን ፍረታትን ብምዃን ድማ ኣገልጊሉ ።
እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ንሓዘንተኛታት ስድራ ቤት ነዚ ዜሕዝን ፍጻመ እዚ ንኺሰግርዎ ይሓግዞምን የጸናንዕን። ምሳታቶም እውን ንሓዝን ኣለና ። ነቶም ሓዘንተኛታት ዝዀኑ ስድራ ቤት ብጸሎት ንሓግዞም ኣብዚ ግዜ እዚ ድማ ገንዘባዊ ወፈያ ንግበር ። ብእተኻእለና መጠን ኣኽብሮትናን ደገፍናን ድማ ነርኢ።
ኣምላኽ ንነፍሱ ብዘለኣለማዊ ሰላም የዕርፍ።
Yebio Tewelde Habtom (affectionately known to many of us as ‘growth’) passed away suddenly on Tuesday April 06, 2021 leaving behind his wife, who is currently pregnant, and two of their young children- a son and a daughter. For those of us who knew Yebio, his gentle and soft presence spoke louder than anythingelse.
Yebio grew up in Akria and is an alumnus of Leul Mekonen (Asmara Hafeshawi) High School and University of Asmara, Plant Sciences, ‘92 batch. After graduation and until his untimely passing, Yebio was an employee of the Ministry of Agriculture, Zoba Debub Branch, Mendefera. He held various positions, including head of the horticulture department in the Ministry.
May almighty God help the grieving family cope with this tragic moment. We are mourning with them as well. Let us help the bereaved family in prayer and contribute financially in this time of need. Let’s pay our respect and show support in whatever we can.
Yebio will be dearly missed! May God rest his soul in eternal Peace.

Organizer
Yacob Abrehe
Organizer
Manhattan, KS