Main fundraiser photo

ዘውጻኹሞ እግዚኣብሄር ይተክእ ካብ ልቢ ነመስግን

Donation protected
ብ መጀመርታ ኩቡራት የሕዋት ኣኣብ ዘለኹሞ ሰላም፡፡ ብምቅጻል ኩሉኹም መቅርብ ፈተውቲ ፡ ቤተሰብ የዕሩኽ ብዝገበርኩሞ ምትሕብባር ገሌኹም ብ ጉልበት ፡ ገሌኹም ብ ገንዘብ ፡ ገሌኹም ድማ ብ ጸሎት ሳላ ኢደይ ኢድካ ዝበልኩም ሬሳ ሓውና ነፍስሄር መስፍን ኤልያስ ብ ሰላም ናብ ትውልዲ ዓዱ ድሕሪ ምእታው ጸለተ ፍትሓት ተጌሩ ሓመድ አዳም ለቢሱ፡፡ ስለዚ የሕዋት ዘውጻኹሞ እግዚኣቤር ይተክኣልኩም ሕሰም ኣይትርከቡ ካብ ልቢ ነመስግን ብሌን ደፋር ብዓልቲ ቤት ነፍስሄር መስፍን ኤልያስ ከምኡ ውን ኤልያስ ኪዳነ ምስ ምሉኣት ስድራቤት!!!

Donations 

    Organizer

    Robel Ghebreab
    Organizer
    Renton, WA

    Your easy, powerful, and trusted home for help

    • Easy

      Donate quickly and easily

    • Powerful

      Send help right to the people and causes you care about

    • Trusted

      Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee